ፊልሞን ተስፋኣለም ብርሃነ

ብዛዕባይ

ጸሓፍን ምሁር ስነ-ልቦናን ፍልስፍናን

ንልምዳውያን ኣተሓሳስባት ንምብትቛል እጽሕፍ እምህር። ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ከም ኣማኻርን መምህርን ኮይነ ክሰርሕ ጸኒሐን ኣለኹን። ንዘለዉ ምስ ሓቒ ዘይፋለጡ ኣምራት ንምዕራዮም ከኣ እሰርሕ። ሰብ ብዝፍለጦም እዩ ዝምራሕ፣ እቶም ዝፈልጦም ግን ብልክዕ ኣየኖት እዮም? እዚ ከኣ በቲ እቲ ሕብረተ ሰብ ዝነብሮ ዘሎ ህይወት ትግንዘቦ እዮ፣ ለውጢ ኣብ ዘይብሉ ጋእ ማን ዝብል ሕብረተ ሰብ ዝዓሰዉ ሓሳባት ስለ ዘለዉዎ እዩ። እዚ ከኣ ብምፍላጥ ዘይኮነስ ብምንቓሕ እዩ ዝፍወስ። ብዛዕባ ገለ ነገር ዘይፈልጡ ዘይብላ ሃገር የላን፣ እንቶ እቲ ለውጢ ከምጽእ ዝኽእል ትብዓት ዘሎዎ ተበግሶ ግን ስሕው እዩ። እዚ

ምንባብ ግርም’ዩ። ክስሕለካ ዝኽእል ምስ ዝኸውን ግን

ከብሒ መጽሓፍቲ

ኩልና እንምነዮ ህይወት ኣሎ ይኹን ግን ክንፈጥሮ ኣይንርአን ኢና። በዚ ከኣ በቲ ዝለመድናዮ ዝቐምሰለ መንገዲ ንመላለስ፣ ከይተረዳኣና ከኣ ጸሓይ ህይወት ትዓርበና። ኣብ ነፍሲ ወከፍ ጉዕዞና ኣስተውዕሎ ክኸውን ስንቅና ግርም’ዩ። ምስትውዓል ዝረሓቖ ምንባር ነቛርጽ።

መጽሓፍ “ንቕሓት

መጽሓፍ ርትዓውነትን ፍልስፍናን

መጽሓፍ “ድንቂ ንበር”

መጽሓፍ ስነ-ልቦና